Get us in your inbox

35th Anniversary Of National Union Of Eritrean Women

Advertising

Time Out says

ጽምብል መበል 35 ዓመት ምምስራት ሃማድኤ ኣብ ከተማ ሂውስቶን ቴክሳስ ብድምቐት ክበዓል ስለ ድኾነ፡ ኩላትኩም ኣብ ከተማ ሂውስቶንን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ምስ ቤተ-ሰብኩም፡ ድቅኹም፡ ፈተውትኹም፡ መሓዝትኩም፡ መማህርትኹምን መሳርሕትኹምን ነዚ ኩቡር በዓል ንምድማቅ ብኽብሪ ትዕደሙ። ቦታ፡ ክራውን ሪሰብሽን ሃል ኣድራሻ፡ 9725 Bissonnet St, Houston, TX 77036 ዕለት፡ ቐዳም መጋቢት 21, 2015 ጽምብል ዝጅምረሉ ሰዓት፡ 4፡00 ድሕሪ ቐትሪ መእተዊ ዋጋ፡ ኣቐዲሞም ንዝዕድጉ $25 ድላር ኣብ ማዕጾ ንዝዕድጉ ድማ $30 ዶላር እዚ በዓል ብህቡባትን ገዳይምን ድምጻውያን "ኤልሳ ኪዳነ" ካብ ኤርትራ ከምኡ'ውን "ሙልጌታ በይን (ወዲ ዛግር) ካብ ከተማ ዋሽንግቶን ዲሲ ብሙዚቐኛታት "ኤፍሬም ካሕሳይን ካሌብ ፍስሃ ተሰንዮም ኣዲሚቆሞ ከምስዩ እዮም። ቦታ ንምሓዝ ተቐዳደሙ ብድሓን ምጹ!! ኣውገት ሳሕል እየ ብጻይኩም ካብ ከተማ ሂውስቶን ብሰላም ገጽ ንገጽ የራኽበና ሃማድኤ ዓወትክን ዓወትና መን ኣሎና ንስኽን ሕሉብና ንጹፍና!! You're cordially invited! Check out "The 35th Anniversary of National Union Eritrean Women" on Eventbrite! https://www.eventbrite.com/e/the-35th-anniversary-of-national-union-eritrean-women-tickets-16114378540?aff=eiosprexshresmsx&ref=eiosprexshresmsx

Details

Address:
Advertising
You may also like
You may also like